• darkblurbg
  • darkblurbg
  • darkblurbg
  • darkblurbg

5 Jaar Mahber Selam

Gepubliceerd op: 21-07-2017

ኣብ 5ይ ኣመታ ፍልይ ዝበለ ነገር ንደቂማሕበራ ክትገብር ተዳሊያ ኣላ።

ማሕበር  ሰላም ካብ ት ምስረት 5 ኣመታ ኣቕጺራ ኣላ።

ኣብ 5ይ ኣመታ ፍልይ ዝበለ ነገር ንደቂማሕበራ ክትገብር ተዳሊያ ኣላ።

ካብ ዕለት 07 ነሓሰ ስጋብ ዕለት 09 ነሓሰ (augustus) ናብ ሀለንዶርን ሃቢርና ክንዛናጋዕ ስለ ዘሓስብና ኩሉኹም ክትከዱ ቲደልዩ (ምስደቅኹም) ንዋና ጻሓፊ ኣቶ ሙሉገታ (ሃለቃ) ሽምኩምን ምሳኹም ዝኸዱ ደቅኹምን ሃብዎ። ብዝሒ ክንፈልጥ ስለ ዝደለና ቀልጢፍኩም ሓብሩዎ

ኣኽባሪኹም

ሓድሽ መብራህቱ